News
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
ኣብ ቀዳማይ ዙርያ 75-ሽሕ ዕጡቓት ነበር ዕጥቂ ናይ ምፍታሕን ናብ ማእከላት ተሃድሶ ናይ ምእታው ከይዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ሓሙስ 21 ሕዳር 2024 ተጀሚሩ። ነዞም ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ናብ ሕብረተሰብ ዝፋነውን ዝጣየሱን ዕጡቓት ነበር፣ ዕጥቂ ኣፍቲሕካ ...
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ዝብትን ኣካይዳ እዩ ብምባል ውደብ ትንሳኤ ሰብዓ ...
ካብ 771 ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ክሳብ 612 ዓ/ም ዝነበረት ከተማን ቤተ እምነትን ኣብ ክልል ትግራይ ተረኺባ:: እቲ ጥንታዊት ቦታ ኣብ ወረዳ ኣሕፈሮም ዝርከብ ኮይኑ ዘመነ ስልጣነ ደኣማት (ይሓ) ምስ ስልጣነ ኣክሱም ዘራኽብ እዩ ተባሂሉ:: ኣብዚ ጉዳይ ጠሚቱ ...
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና ቃለ መሕት ት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን መልስን ...
15 ሚያዝያ ዝጀመረ ኲናት ሱዳን፡ ነቶም ኣቐዲሞም’ውን ግዳይ ተደጋጋሚ ዒላማ በበይኖም ወገናት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝበኣሰ ጸገም ኰይኑዎም ኣሎ። ምስቲ ዘሎ ሽግር መራኸቢታት ምስ ኣብ ሱዳን ዘለዉ ስደተኛታት ንምዝርራብ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ...
“የኑረነቢ ማህደር” ብፍሉጥ ደራሲ ተስፋዬ ገብረኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝወጸት ዳሕረወይቲ መጽሓፉ`ያ። ብመንእሰይ ዳንኤል ሃብተማርያም ናብ ትግርኛ ተተርጕማ ፡ ተሓቲማ ፡ ዝመጽእ ወርሒ ግንቦት ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ከምትምረቕ ደራሲ ሓቢሩ`ሎ ...
ወናኒ ክብረ ወሰን ኣብ 3-ሽሕ ሜትሮ ናይ መሰናክል ጉያ ኢትዮጵያዊ ለሜቻ ግርማ፣ ድሕሪ’ቲ ትማሊ ኣብ እዋን ውድድር ዘጋጠሞ ሓደጋ፣ ኣብ ሆስፒታል ይሕከም ኣሎ። ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ኣብ ህዱእ ኩነታት ከምዘሎ’ውን ንኮሚተ ኦሎምፒክ ፓሪስ ብምጥቃስ ...
ሓረስቶት ካብ መሬቶም ብዙሕ ፍረ ንኽሓፍሱ ዝሕግዝ ስነ-ህይወታዊ ተፈጥሮ ተጠቂሙ ኣብ ርሕቀት ብዘሎ መሳርሒ ዝሕግዝ ምህዞ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ኖርዝወስተርን ኣማዕቢሎም ኣለዉ። እዚ መሳርሒ’ዚ ሓረስቶት መሬትም ክፈልጡን ብኡ መጠን ከኣ ንምልማዕ ...
ፈለማ ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ-19፡ ጸኒሑ ድማ ብዝሰዓበ ኲናት፡ ንኣርባዕተ ዓመታት ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ፈተና ሻሙናይ ክፍሊ ተመሃሮ ክልል ትግራይ ሎሚ ረቡዕ 5 ሓምለ 2023 ጀሚሩ። እንተዀነ ቍጽሪ ተፈተንቲ ካብቲ ፈለማ ዝተመዝገቦን ትጽቢት ዝግበሮን ብፍርቂ ...
ካብ መስረቲ ሕወሓት ሓደ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽየን፡ ብዛዕባ ናይ ቃልሲ ተሞክሮታቱ ትገልጽ መጽሓፍ ኣብ`ዚ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ ዘርጊሑ`ሎ። እታ ብኣምሓርኛ ዝተጻሕፈት “ከትግል ትዝታዎቼ” ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ብኸመይ ንሱን ብጾቱን ናብ በረኻ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results